ሰላም ጥዒና ይሃበለይ፤ ዝኸበርኩም ናይ Homesweetland U YouTube Channel ቤተሰብ፣ እንቋዕ ናብ መደብ (Spoken English) ብድሓን መጻእኩም። አቕራቢ አነ ሙሌና ደስታ እየ። ። ንሎሚ ንማሃሮ ትምህርቲ እንግሊዘኛ ንጀመርቲ 9 ክፋል “useful responses | ጠቐምቲ መልሲታት | ዝብል እዩ ክኸውን።